ተበፃህነት ተበፃህነት

ናይ ኣጠቓቅማ ደንብታት

-መንግስታዊ  ፖርታልንኹሎም ተጠቀምቲ ብቐሊሉ ክረክቡዎን ብቐሊሉ ክጥቀሙሉን ተባሂሉ እዩ ተሰሪሑ፡፡ ኣብ ከይዲ ስራሕኩም ፀገም እንተኣጋጢምኩም ብቲ ኣግንዩና ዝብል ፎርም ኣቢልኩም ዘጋጠመኩም ፀገም ፣ዘለኩም ሪኢቶን ሓሳብን ክትገልፁልና ትክእሉ ኢኩም፡፡ ቅልጡፍ ምላሽ ክንህበኩም ቅሩባት ኢና፡፡

ዝስማዕምዑ ዌብ ብራውዘራት

እዚ ፖርታል ምስ ኢንተርኔት ኤክስፕሎረር ቨርዥን 6.0(Internet Explorer version 6.0) ካብኡ ንላዕሊን 100%ዝስማዕማዕ እዩ፡፡ ከምኡውን ምስ ፋየር ፎክስ(Fire fox) ፣ኔትስኬፕ(Netscape) ፣ኦፔራ(Opera) ካልኦትን ዌብ ብራውዘራት ዝስማዕማዕ እዩ፡፡ንስኻቱም ኮምፒተርኹም ከምዝፈቐደቶ ናይ ዌብ ብራውዘርኹም ደረጃ ኣብ ምዕባይ ሓሳብና ንህብ፡፡ዝፀንሑ ቨርዥናት ብዙሕ ግዘ ዝለዓለ ደረጃ ሓለዋ ዘለዎን ዝበለፀ ኣሰራርሓ ኣለዎም፡፡

ኣብ ናይ ቐረባ ግዘ ብረውዘር ቨርዥናት ዝበለፀ መብራህርሂ ንምርካብ እንድሕር እዞም ዝስዕቡ ትጥቀሙሎም ኾይንኹም

  • ኢንተርኔትኤክስፕሎረር ብራውዘር(Internet Explorer browser)
  • ፋየርፎክስብራውዘር(Firefox browser)
  • ኦፔራ ብራውዘር(Opera browser)

..ኤፍ(PDF) ፋይላት

 

PDF(Portable Document Format) ብኣዶቤ(Adobe)ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ሰነዳት ንምስርጫው ናይቲ ፎርማት ፍልፍል መረዳእታታትን ፋይላትን ብዝተሰርሑዎ ሶፍትዌር ዘለዎም መልክዕ ከይቀየሩ ክንለዋወጦን ዘኽእለና ናይ ፋይል ዓይነት እዩ፡፡ ዘለዉና መረዳእታታት ብፍላይ ናይ መንግስቲ ሕትመታት ፣ሪፖርትን ፎርምታትን ናብ መርበብ ሓበሬታ ንምቅማጥ እውን ይጠቅም እዩ፡፡

ኣብዚ ፖርታል ዘለው ናይ ..ኤፍ(PDF) ሰነዳት ንምርኣይ፡፡ከምኡ እውን ካብ ኣዶቤ ድሕረ-ገፅ(ነፃ ዝኾነ)እቲ ሶፍትዌር (Acrobat Reader Software) ዳውንሎድ ብምግባር ኣብ ኮምፒተርኹም  ምፅዓን የድሊ እዩ፡፡

  • ዳውንሎድ ኣዶቤ ሪደር(Download Adobe reader)

ብተወሳኺውን ሶፍትዌር ናብ ኮምፒተርኹም ዋላ እንተዘይተፅዓነ ብቲ ዝስዕብ ሊንክ(መራኸቢ) ተጠቒምኩም ንቲ ..ኤፍ(PDF) ፋይል ናብ HTMLወይ ከዓ ናብ ቴክስት(text) ፎርማት ብምቕያር ምቕያር ንክእል ኢና፡፡

  • ..ኤፍ (PDF) ፋይል ኣብ ቐጥታ ስርጭት( online) ንምቕያር

 

ናይቲ ፊደል(font) መጠን

ኣብ ላዕሊ ዘለው ሕድሕድ ገፅ ኣንባቢ ብዝጥዕሞ መንገዲ ነቲ ፅሑፍ ከዕብዮን ከንእሶን ዘኽእል መዕበይን መንኣስን ንኣኻቱም ከምዝምቸው ተገይሩ ኣሎ፡፡

ጃቫ ስክሪፕት(JavaScript)

ፖርታልና ብትኽክል ንምርኣይ ናይ ንጥቀመሉ ዌብ ብራውዘር ጃቫ ስክሪፕት(JavaScript) ይሰርሕ ከም ዘሎ ምርግጋፅ የድሊ፡፡ ነቲ ጃቫ ስክሪፕት ንምክፋት ንጥቀመሎም መንገዲታት ብቲ ዝስዕብ ሊንክ (መራኸቢታት) ኣቢልኹም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

  • ኣብ ዌብ ብራውዘርና ጃቫ ምክፋት

ደንብታት

እዚ -መንግስታዊ ፖርታልኣብ World Wide Web Consortium (W3C) ብዘሎ ደንቢ መሰረት ብተጠቃሚ ብቐሊሉ ተረካቢ ተገይሪ አሎ፡፡ኣብ ፖርታልና ምምሕያሻት ከም ንገብሮ

ካብ W3C ደንቢታት ወፃኢ style sheet (CSS) ደንብታትውን ተጠቂምና ኣለና.ንብጣዕሚ ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ብመሰረት ISO 27001 ኣድላይ ናይ ሓለዋ ቴክኖሎጂታትውን ንተኣታትው ኣለና፡፡