ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት ናይ ኣጠቃቅማ ደንቢታት

ናይኻቱም ኣጠቓቕማ ኣብ ናይ ኢትዩጵያ -መንግስታዊ ፖርታል(እቲ "ገፅ(ሳይት)") ኣብ ትሕቲ እዞም ዝስዕቡ ስርዓታትን ኣካይዳን ከምኡ እውን ንኢትዩጵያ ዝመርሑ ሕግታት እዩ፡፡እቲ ሳይት(ገፅ) እንትጥቀሙ ናይኻቱም ስምምዕነት ኣብቲ ስርዓትን ኣካይዳን ኣብ ግንዛበ ብምእታው እዩ፡፡ብምብፃሕ፣ብምርኣይን  እቲ ሳይት  ብምጥቓምን ተቐቢልኹም ብዘይካ ምንም ገደብን ብቕዓትን እዞም ስርዓትን ኣካይዳታትን ምጥቃም፡፡

ናይ ኢትዩጵያ ሓበሬታን ርኽክብ ቴክኖሎጂ ዕብየት ኤጀንሲ ናይቲ ኣጠቓቕማ ስርዓትን ኣካይዳን ምምሕያሽ መብቲ የኽብር፡፡እዚ ዝገብር ኸዓ ኣብቲ ገፅ ዘሎ ምምሕያሽ መተሓሳሰቢታት ብምልጣፍ እዩ፡፡ዝኾነ ይኹን ምምሕያሽ ምስተለጠፈ ብቕፅበት ተደማፅነት ይህልዎ እተዘይኾነ ድማ ይውሰን እዩ፡፡ናይኻቱም ቐፃሊ ዝኾነ ናይ ሳይት ኣጠቓቅማ ድሕሪ እቲ ምልጣፍ ናይ ዝኾነ ምምሕያሽ ዘመላኽቶ ናይኻቱም ተቐባልነት ኣብቲ ምምሕያሽ የርእይ፡፡በብግዚኡ ንቲ ገፅ ብምጉብናይ እቲ ዘሎ ናይ ኣጠቓቕማ ስርዓትን ኣካይዳን ምፍታሽ፡፡