ሓላፍነትና ዉሱን ምኋን ሓላፍነትና ዉሱን ምኋን

ዋላኳ ናይ -መንግስታዊ ዋና ዕላማ ናይቲ ተገልጋሊ ስራሕ ምቅላል እንተኾን ኩሉ ኣብቲ ሳይት ዘሎ መረዳእታ 100% ትክክል እዩ ምባል ኣይከኣልን፡፡ ምክንያቱ እውን እቲ መረዳእታ በብጊዜኡ ብዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ክቕየር ስለ ዝኽእል እዩ፡፡

ሓደሓደ ትክክል ዘይኮኑ መረዳእታታት  ወይድማ ኣብ ስርዓተ ደንብታት ለውጢ፣ምእንታን ክነስተኻኽሎን ኣብዚ ክፍሊ ክመሓየሽ ዝኽእል ነገር ኣብ ኢትዩጵያ ዝርከቡ ካልኦት ዜጋታት፣ናይ መንግስቲ ኣካላት ፣ናይ ቢዝነስ ዘካይዱን ጎብነይቲ ጥቕሚ ክረኽቡ ይጠቕም፡፡ስለዝኾነ ብዚ ምኽንያት ንክትሕብሩልና ብትሕትና ንላቦ፡፡