ናይ ደንበኛታት ቻርተር
ራእይ
መንግስታውን ኢ-መንግስታውን ናይ መርበብ ሓበሬታ ግልጋሎታት ዝለዓለ መማረፂ ክኾን ንምግባር ፡
- ንቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ማእኸላይ መራኸቢ ምኻን
- ሓደስቲ ቴክኖሎጂታት ብምትእትታው መረዳእታ ወሃብቲ ኣሳተፍቲን ናይ ገንዘብ ዝውውርን(ቐጥታዊ(online) ክፍሊት ዘጠቓለለ) ግልጋሎታት ንምሃብ
- ምስ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሽግግርን ዕብየትን ስትራተጂያዊ ራእይ 2015 ክስማዕማዕ ምግባር
- ህዝቢ ምስ ማሕበረሰብን ናይ ግሊ ግልጋሎታትን ብናይ ብአሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ግልጋሎት ንተገልገለቲ ኣቢሉ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ መማረፂ ምኻDን
- ተገልገልቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ፖሊሲታት ተሳተፍቲ ንክኾኑን ዘለዎም ሪኢቶታት ክገልፁ ዘኽእሎም ኩነታት ምፍጣር
ዕላማ
- 24 ሰዓት ብ 7 መዓልቲ ግልጋሎት ወሃቢ ምኻን
- ኣብ መወዳእታ 2010 ዓም ናብ 200 ዝኾኑ ናይ ቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ምሃብ
- ንመንግስታዊ ግልጋሎታት ምእኹል ኣገልጋላይ ምኻን
- ንደንበኛታት ዝበለፀ ናይ ዘይመንግስታዊ ኣገልግሎታት መድረኽ ምኻን
- ማእኸላይ ዝኾነ ከም ናይ ምይይጥ ፎረማትን ወይድማ ዓምዲታት ንዜጋታትን ቢዝነሳት ምቕራብ ምእንታን ኣብ ፖሊሲን ኣብ ናይ ህዝቢ ጉዳያት ክሳተፉን ሪኢቶ ክህቡን