ናይ ደንበኛታት ቻርተር ናይ ደንበኛታት ቻርተር

ራእይ

መንግስታውን  -መንግስታውን  ናይ መርበብ ሓበሬታ ግልጋሎታት ዝለዓለ መማረፂ ክኾን ንምግባር

  • ንቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ማእኸላይ መራኸቢ ምኻን
  • ሓደስቲ ቴክኖሎጂታት ብምትእትታው መረዳእታ ወሃብቲ ኣሳተፍቲን ናይ ገንዘብ ዝውውርን(ቐጥታዊ(online) ክፍሊት ዘጠቓለለ) ግልጋሎታት ንምሃብ
  • ምስ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሽግግርን ዕብየትን ስትራተጂያዊ ራእይ 2015 ክስማዕማዕ ምግባር
  • ህዝቢ ምስ ማሕበረሰብን ናይ ግሊ ግልጋሎታትን ብናይ ብአሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ግልጋሎት ንተገልገለቲ ኣቢሉ ብምርኻብ እቲ ዝለዓለ መማረፂ ምኻD
  • ተገልገልቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ፖሊሲታት ተሳተፍቲ ንክኾኑን ዘለዎም ሪኢቶታት ክገልፁ ዘኽእሎም ኩነታት ምፍጣር

ዕላማ

  • 24 ሰዓት 7 መዓልቲ ግልጋሎት ወሃቢ ምኻን
  • ኣብ መወዳእታ 2010 ዓም ናብ 200 ዝኾኑ ናይ ቐጥታዊ(online) ግልጋሎታት ምሃብ
  • ንመንግስታዊ ግልጋሎታት ምእኹል ኣገልጋላይ ምኻን
  • ንደንበኛታት ዝበለፀ ናይ ዘይመንግስታዊ ኣገልግሎታት መድረኽ ምኻን
  • ማእኸላይ ዝኾነ ከም ናይ ምይይጥ ፎረማትን ወይድማ ዓምዲታት ንዜጋታትን ቢዝነሳት ምቕራብ ምእንታን ኣብ ፖሊሲን ኣብ ናይ ህዝቢ ጉዳያት ክሳተፉን ሪኢቶ ክህቡን